የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

እዋናዊ ቃለ-መሕትት ምስ ኣቦ መንበር ህ.ወ.ሓ.ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4720871
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
2354
3463
23710
4682189
61328
97508
4720871

Your IP: 54.82.29.141
2018-01-20 16:39

ትግርኛን ትግራዋይነትን!

here we go
selam new

ሓይልታት ትምክሕቲ ዝናፍቕዎ መቓብር ዝወረደ ስርዓት ዳግም ካብ መቓብር ንምምላስ ሕቶ መንነት ህዝቢ ወልቃይት ጉልባብ ገይሮም ህዝቢ ንምድንጋር ማይ ዝዓኾተ ወፍሪ እናካየዱ ይርከቡ። ይኹን እምበር ህዝቢ ወልቃይት ካብ ማሕበረ ኢኮኖምያውን ፖለቲካውን ሓድነቱን እምነቱን፣ ካብ ዓፅመ ደሙን ህይወትን ዝገበረሉ መንነት ብተወሳኺ  ንነዊሕ ዘመናት ዝፀንሑ፣ ሰፊሕ ታሪኻዊ ትንታነ ዘለዎምን ባህሪ ትግራዋይነት ዝምስክሩን ቦታታትን ጣብያታትን ስያመኦም ብበዝሒ ብቋንቋ ትግርኛ ምዃኑ ትፈልጡ ዶ?

ዝርዝር ጣብያታት ወረዳ ወልቃይት

1.      ማይ ጋባ

2.     ቤት ሙሉ

3.     ማይ ጨዓ

4.     በለሳ ቆቛሕ

5.     ማይ ጥምቀት

6.     ላዕላይ ማይ ሑመር

7.     ዓዲ ፍልሖ

8.     ፀብሪ

9.     ቃሌማ

10.    መጉእ

11.     ዓዲ ረመፅ

12.    ወፍ ኣርግፍ

13.    ዓዲ ጋባ

14.    ኩሊታ

15.    ደጀና

16.    ሽሬላ

17.    ምድረ ወይዘሮ

18.    ብላምባ ሚካኤል

19.    ብላምባ ቅርሺ

20.   ደብረ ማርያም

21.    ወለል

22.    ሽቑዳ

23.    ኣውራ

24.   ዓወርቂ

25.   ሰላሳ ዓይና

26.   እንዳቦ

27.    ሰላም

28.   ክሳድ ደልሳ

29.   ጀሙስ

30.   ሩባ ለሚን

ኣብ ውሽጢ እዘን ጣብያታት ዘለዋ ቁሸታት እውን ብኣብዘሓ ስያመአን ብቋንቋ ትግርኛ ኮይኑ ታሪኻዊ ትንታነአን ድማ መንነት ትግራዋይነት ዘጉልህ እዩ። እቲ ሓቂ እዚ እናሃለወ ህዝቢ ወልቃይት ከም ህዝቢ ትግራይ ብሕሱም መስዋእቲ ዘምፀኦ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ንምዝራግ ዝግስግሱ ሓይልታት ነቲ ንቡር ሓድነትን ፅንዓትን ትግራዋይነት ተጠቒምና ክፈጥርዎ ንዝሓስቡ ነቓዕን ቅልውላው መንነትን ሓቢርና ክንምክቶ ይግባእ።


alena ember where do we

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 969
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት መስከረም 2010