የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

መንፈስ መስመር መንፈስ ህዝባውነት እዩ ሰዓራይ ዝገብር!

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4530414
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
337
2250
18453
4495290
45687
165145
4530414

Your IP: 54.198.108.19
2017-11-19 02:50

ብሂላት ቋንቋ ሳሆ-ትግርኛ

here we go
selam new

ብሄረሰባት ትግራይ (ተዛረብቲ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ሳሆኛን ኩናመኛን) ብርክት ዝበሉ ስነ ቃላት ኣለዎም። እዞም ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ስነ ቃላት ተኣኪቦም ብዕምቆትን ብስፍሓትን ተሰኒዶም እንተተቐሚጦም ኣብ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባውን ባህላውን ንጥፈታት ህዝቢ ዝለዓለ ረብሓ ክህቡ ይኽእሉ እዮም። ከም ኣብነት እንተወሲድና እቲ ሓደ ብሄረሰብ ምስቲ ካሊእ ዘለዎ ሓድነትን ፍልልይን ክግንዘብ፣ ናይቲ ሓደ ፅቡቕ ተመኩሮ ነቲ ካሊእ ከካፍል፤ ከምኡ እውን ኣብ መንገኦም ዝህሉ ርክብ ዝያዳ ክጠናኸር ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደ ኣለዎም እዩ። ቋንቋን ባህልን ህዝቢ ትግራይ ንምዕባይ ንልዕሊ 41 ዓመት እናሰርሐት ዝመፀት ጋዜጣ ወይን ድማ ንሎሚ ስነ ቃላት ብሄረሰብ ኢሮብ ብቋንቋታት ሳሆን ትግርኛን ዘለዎም ትርጉም ሒዛትልኩም ቀሪባ ኣላ።

 

ቋንቋ ሳሆ

ቋንቋ ትግርኛ

ሕቡእ ትርጉም

ጋባ ጻየህ ያሓየተያ’

ኢዱ ቆሪፁ ዝህብ

ለጋስ

ጋምማ’ ባ~

ቐምሽ ተቐቢሉ

ማዕርግ ረኺቡ

ጋርቢ ኣካሕነ

ከብዱ ኣብይዎ

ኣይጨከነን

ጋሐ’ ኢየ ዋ~ቲያ

ምልስ ዘይብል

ደፋር

ጊራ ጻልተ ሊየ

ሓዊ ዝወለዶ ማይ

ድኹም፣ ሰነፍ

ጉሉብ ባጺስም

ብርኪ ፈልዩ

ነዊሑ፣ ዓብዩ

ጻግሐህ የደየ

ብርእሱ ከይዱ

ሰኺሩ

ዲላለይታት ዳተ

ከም ንህቢ ዝሓበሩ

ስምምዕ

ዓዶ ሳረ ~

ፃዕዳ ነፀላ ይግበረልኩም

የራኽብኩም

ዋክቲ ኣካህ ዲራቢተ

ግዜ ሓስይሉ

ሃፍቲሙ

ዐሳ’ያድ የዐተትያ’

ረመፅ ዝረገፀ

ውዑይ፣ ህፁፅ

~ን ጋባሊ’

ርሑስ ኢድ

ዕድለኛ

~ጋባ ማንፍዮ ኪንኒ

መንፊት ኢድ

ሓንሻሺ፣ በታኒ

ካረት ኡልላ ተክከ

ሓራስ ከልቢ ኮይነ

ተፀጊመ

ኣፋ ኪ~ና’

ዕሾኽ ኣፍ

ተፃራፊ

ኣሞ የለደየቲ‘ያ

ርእሱ ዝላፀየ

ተንኮለኛ (ሰራም)

~ ጻትደር’ የክከ

ዘርኢ መሬት ኮይኑ

ፈርዩ፣ በዚሑ

ባየ ~ ጾል የ~ዐተ

መሬት ረጊፁ

ሃዲኡ

ሳዓ’ህ ዩሙዑን

ብጥሪት ዝተቐበረ

ሃፍታም

ሓርገፅ ጺሞ

ንብዓት ሓርገፅ

ሕጫጨ

መስተ በረለህ ቲሚረደ

ብርለ ሜስ መሲሉ

ፀቢቑ

ላየካ ~ባይተ

ማይ ወሲድዎ

ሰኺሩ፣ ሰትዩ

ሳንዓ ’ስ

ቀይሕ ኣፍንጫ

በረከት ዘይብሉ

ካሪ’ ጻቡል ሃይሲተ

ኣጎዛ ከልቢ ተኸዲኑ

ተዋሪዱ

ፍልፍል፡- ብቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተሓተመ መፅሓፍ ስነ- ቃል ብሄረሰብ ኢሮብ

 


alena ember where do we

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 961
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት መስከረም 2010