የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

መንፈስ መስመር መንፈስ ህዝባውነት እዩ ሰዓራይ ዝገብር!

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4118102
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
6176
5773
11949
4087087
75877
90416
4118102

Your IP: 23.20.193.33
2017-07-24 14:47

ፖለቲካ

ርችት ሰላም ዝወላዕናላ ዕለት

በዓል 20 ጉምበት ዓመት መፀ ብዝደመቐ ኩነታት እነኽብራን እንዝክራን ብዘይምኽንያት ኣይኮነን። ኩሉሻዕ ብዝለዓለ ክብርን ሞጐስን ተቐቢልና እነድምቓ ካብ ናይ ባዕልና ወድዓዊ ኩነታት ተበጊስና ኢና። ምኽንያቱ 20 ጉምበት ተወሳኺ የንብቡ...

ማዕበላዊ ስግግር ተሃድሶ ህወሓት ካብ ምዕራፍ ናብ ምዕራፍ

ሻድሻይ ክፋል

ወይን፦ ብመሰረት ገምጋም ተሃድሶ ህወሓት ሓደጋታት እዮም ኢሉ ዘነፀሮም ከም ፀቢብነት፣ ከባብያውነት፣ ክራይ ኣካብነት፣ ስልጣንካ ብዘይኣግባብ ምጥቃምን ካልኦትን ብዕምቆት ተራእዮም ተገምጊሞም ኣለዉ። ብመንፅር እዚ ብፍላይ ተወሳኺ የንብቡ...

ጅግና ክልተ መዋእል

ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል

ወርሒ ሰነ 1970 ዓ/ም ደርግ “ትግራይ ለመዳሰስ ኤርትራን ለመደምሰስ” ብዝብል ጭርሖ ኣብ ትግራይን ኤርትራን ሰፊሕ ወራር ዘካየደሉ እዋን እዩ። ኣብ ከተማታት ዝነበረ መርበብ ስርዒት ህወሓት እናበተኽካ፣ ህወሓት ኣብ ዘለትሉ እናዘመትካ

ተወሳኺ የንብቡ...

ኣፃድፍ ከም ዓርበይታ መሬት

እዋኑ ሰዓት 11፡30 ንጎሆ እዩ ዘሎ። ኣብዚ እዋን ስፍርን ቁፅርን ዘይብሎም ከዋኽብቲ ኣብ ንፁህ ሰማይ ተዘሪኦም ይራኣዩ ኣለዉ። ካብ መንጎ እቶም ብበዝሒ ዝራኣዩ ተፈልዮም ብምውፃእ ካብቲ ሓደ ኣንፈት ናብቲ ካልእ ብቕፅበት

ተወሳኺ የንብቡ...

Subcategories

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 2

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 955
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት ግንቦት 2009